Betrouwbare kennis over psychische problemen bij kinderen en jongeren

Zoeken
Generic filters
Exact matches only

ስእላዊ-ታሪኻት ብዛዕባ ብብዝሒ ዘጋጥሙ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት

Beeldverhalen gebruiken

ብዛዕባ ከበድቲ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት ዝምልከቱ ሓበሬታዊ ጽሑፋት መብዛሕትኡ ግዜ ኣዝዮም ዝተሓላለኹ እዮም። ብፍላይ ከም መንእሰይ መጠን ትሑት ትምህርቲ እንተሃልዩካ፣ ወይ ንኣብነት ኣብ ኔዘርላንድ ሓድሽ ስደተኛ ምስ እትኸውን። ስለዚ ድማ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት ከየስተብሃልካሉ ክተርፍ ይኽእል እዩ። በዚ ምኽንያት ድማ እዩ ሕጂ ብዛዕባ ብብዝሒ ዘጋጥሙ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት ዝገልጹ ስእላዊ-ታሪኻትን ህያው-ምስሊታትን ተዳልዮም ዘለዉ።

Beeldverhalen gebruiken

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ዋሕዲ ኣቓልቦን ክቱር ዋዒን ‎(ADHD)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ብዛዕባ ጭንቀት (depressie)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ኦቲዝም (autisme)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ናይ ባህሪ ጸገማት (gedragsstoornissen)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ስንባደ ኣእምሮ (trauma)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ውሉዳት ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገም ዘለዎም ወለዲ (KOPP)

ስእላዊ-ታሪኽን ህያው-ምስሊን ብዛዕባ ውሉዳት ናይ ወልፊ ዘለዎም ወለዲ (KOV)

ኣብ ዘተኣማምን ፍልጠት ዝተመስረቱ መሳርሒታት

መሰረት ናይዞም ታሪኻት ካብ ናይ ማእከል ፍልጠት መለክዒታት ትግባረ ዝተረኽበ ፍልጠት እዩ፡

ማእከል ፍልጠት ስነ-ኣእምሮ ህጻናትን መንእሰያትን ምስ Pharos ከምኡ እውን Levvel ብሓባር ብምዃን ኣብዞም ስእላዊ-ታሪኻትን ህያው-ምስሊታትን ሰሪሑ። ፍሉይ ምስጋና ንመወልቲ ውድባት Stichting KinderpostzegelsStichting Steunfonds Pro Juventute፣ ከምኡ እውን Stichting Hulp aan kinderen aan gezinsverpleging ክበጽሖም ይግባእ።

ብዛዕባ እቶም ስእላዊ-ታሪኻት ዝያዳ ክትፈልጡ ትደልዩ’ዶ?‎

ምስ Charlotte van ‘t Spijker ብመንገዲ c.vantspijker@kenniscentrum-kjp.nl ርክብ ግበሩ።

Charlotte van 't Spijker